“ማርሻል ሻፖሺንኮቭ” ዝተባህለት ገዛፍ መርከብ ሃገረ ሩስያ ናብ ምፅዋዕ ኤርትራ ኣትያ። ሃገረ ሩስያ ኣብ ፖለቲካ ቀይሕ ባሕሪ ኣህጉራዊ ወተሃደራዊ ፅልዋ ንምፍጣር ምስ ስርዓት ህግደፍ ዘለዋ ርክብ ንምሕያል ሎሚ ኣስመራ ኣትያ’ላ።
admin
March 29, 2024
ቤት ፅሕፈት ዜግነትን ኢሚግሬሽንን ጨንፈር መቐለ ስሩዕ ግልግሎት ፓስፖርት ንምጅማር ዘኽእሉ ምድላዋት ይዉግን ከም ዘሎ ኣፍሊጡ ።
admin
March 29, 2024
ኣብ ህዝቢ ትግራይ ዘሎ ማሕበረ ቁጠባዊ ፀገማት ንምፍታሕ ትካላት ገበርቲ ሰናይ ኣድላዪ ሓገዝ ክገብሩ ከምዝግባእ ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ ፀዊዓ፡፡
admin
March 29, 2024
ፕረዝደንት ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣብ ወረዳ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ምስ ተወከልቲ ህዝቢ እታ ወረዳ ዘትዮም ።
admin
March 28, 2024
ቢዝነስ
ሃገረ ኣንጎላ ማሕበር ኣፍረይቲ ነዳዲ ሃገራት (OPEC) ዋጋ ዕዳጋ ነዳዲ ክንህር ንዘተኣታተዎ መስርሕ ምንካይ ፍርያት ነዳዲ ምጉዳል ብምኹናን ካብ ኣባልነት ‘ቲ ማሕበር ከምዝወፀት ኣፍሊጣ።
13 ኣባላትን 10 መሓዙትን ዝሓቖፈ ማሕበር ኣፈረይቲ ነዳዲ ሃገራት (OPEC) ዋጋ ነዳዲ ከይንኪ ንምግባር ኣፍረይቲ ነዳዲ ሃገራት ኣብ…
ስፖርት
ሃገራዊት ጋንታ ናሚብያ ኣብ ታሪኽ ፅዋዕ ኣፍሪካ ንፈለማ እዋን ልዑል ግምት ንዝተውሃባ ሃገራዊት ጋንታ ቱንዝያ 1ን0 ብምርታዕ ተዓዊታ።
ሃገራዊት ጋንታ ናምቢያ ኣብ ታሪኽ ፅዋዕ ኣፍሪካ ክትሳተፍ…
ትማሊ ኣሃዱ ኢሉ ዝጀመረ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ ኣብ ምድብ ሓደ ንዝተደልደላ ሃገራውያን ጋንታታት ናይጀርያን ኢኳቶርያል ጊኒን ኣራኺቡ ፤ ኣብ ዘካየድኦ ግጥም ድማ ማዕረ 1ን1 ተፈላልየን።
እዚ ፀወታ እዚ ብቡዙሓት ኣፍቀርቲ ስፖርት ኩዕሶ እግሪ…
ጋንታ ብሽክሌታ ትራንስ ድሕሪ 4 ዓመታት ንፈለማ እዋን ካብ ክልላ ወፃእ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ሎሚ ኣብ ዘሰላሰለቶ ግጥም ቅድድም ተዓዊታ።
ፌደረሽን ብሽክሌታ ድሬዳዋ ምስ ‘ ሃሪፍ የስፓርት ኣገልግሎት’…
እንግሊዛዊት ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ ኣብ ሃገረ ሱዑዲ ዓረብ ኣብ ዝተሰላሰለ ግጥም ኩዕሶ እግሪ ክለባት ዓለም ኣብ ታሪኻ ንፈለማ እዋን ዋንጫ ዓቲራ።
ማንቸስተር ሲቲ ኣብ ሃገረ ሱዑዲ ዓረብ ኣብ ዝተሰላሰለ…