ኤፍ ኤም መቐለ

104.4 Radio FM mekelle

ዝተመረፁ

ዝተመረፁ

ሓደሽቲ ዜናታት

ሓደሽቲ ዜናታት
ባንኪ ዓለም ንህንፀት መንገዲ ዝዋይ ኣርሲ ዝውዕል 7.49 ቢልዮን ልቃሕ ሂቡ
Friday, 19 June 2015

ባንኪ ዓለም ንህንፀት መንገዲ ዝዋይ ኣርሲ ዝውዕል 7.49 ቢልዮን ልቃሕ ሂቡ

ባንኪ ዓለም ኣካል ህንፀት ፈጣን መንገዲ ሞጆ፣ሃዋሳ ዝኾነ ዝዋይ ኣርሲ ነገሌ ዝውዕል 7.49 ቢልዮን ልቃሕ ሂቡ፡፡
እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ድኤታ ገንዘብን ቁጠባዊ ልምዓትን ኣይተ ኣሕመድ ሸዴ ዳይሬክተር በዓልመዚ መንገድታት ኢትዮጵያ ኣይተ ኣርኣያ ግርማን ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ሚስተር ጉዋንግ ዤ ቼን ተፈራሪሞም፡፡ ፈ...

Readmore

 

ሬድዮ የዳምፁ

ዜናታት ወፃኢ

ናይጀርያ ንክትባት ኣንቅፂ ዝውዕል ፈውሲ ኣዝዩ ብምኽባሩ ኣብታ ሃገር ንዘጋጠመ ለበዳ እቲ ሕማም ግብረ መልሲ ንምሃብ ተፀጊመ ኣለኹ ኢሉ፡፡
Thursday, 06 April 2017

ናይጀርያ ንክትባት ኣንቅፂ ዝውዕል ፈውሲ ኣዝዩ ብምኽባሩ ኣብታ ሃገር ንዘጋጠመ ለበዳ እቲ ሕማም ግብረ መልሲ ንምሃብ ተፀጊመ ኣለኹ ኢሉ፡፡

 

ሓላፊ ማእኸል ምክልካል ሕማማት እታ ሃገር ዶክተር ቻክዋ ልክዋንዛ ንሓደ ክታበት ዝውዕል መጠን 50 ዶላር ከም ዝኾነን...

ቢዝነስ

 ፋብሪካ ሰሚንቶ መሰቦ ጠለብ ሕብረተሰብ ንምምላእ ኣብ መዓልቲ 70 ሽሕ ኩንታል ሰሚንቶ እናፍረኹ እየ ኢሉ ፡፡
Sunday, 21 June 2015

ፋብሪካ ሰሚንቶ መሰቦ ጠለብ ሕብረተሰብ ንምምላእ ኣብ መዓልቲ 70 ሽሕ ኩንታል ሰሚንቶ እናፍረኹ እየ ኢሉ ፡፡

እቲ ፋብሪካ ኣብቶም ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ኣስታት 1 ቢልዩን ብር ኣታዊ ዝረኸበ ኮይኑ ምስ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ እዋን ...