ዜና http://fmmekelle.com/index.php/2015-06-27-04-10-48 Fri, 23 Feb 2018 22:44:52 +0000 Joomla! - Open Source Content Management en-gb ኢትዮጵያ ኣብ ምፍጣር ዞባዊ ምርግጋዕ ዝለዓለ ግደ ከምዘለዋ ኣባላት ኮንግረንስ ኣሜሪካ ገሊፆም፡፡ http://fmmekelle.com/index.php/2015-06-27-04-10-48/444-200911132 http://fmmekelle.com/index.php/2015-06-27-04-10-48/444-200911132

ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ሃገርና ዶክተር ወርቅነህ ገበዮሁ ምስ ኣባላት ኮንግረንስ ኣሜሪካ ኣብ ክልቲኣዊ ከባብያዊን ጉዳያት ዘትዮም፡፡ እቶም ኣባላት ኮንግረንስ ኢትዮጵያ ተተግብሮ ዘላ ሓደሽቲ መመሓየሽታት ዝተባዑ እዮም ዝበሉ ኾይኖም ድጋፍ መንግስቲ ኣሜሪካ እውን ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፆም፡፡ ብተወሳኺ እውን ዞባዊ ምርግጋዕ ቀርኒ ኣፍሪካ ንምፍጣር ኢትዮጵያ ዝለዓለ ግደ ኣለዋ ኢሎም፡፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ዶክተር ወርቅነህ ገበዮሁ ብወገኖም መንግስቲ ጉዳይ ዲሞክራሲን ሰናይ ምምሕዳርን ቀዳምነት ሂቡ ይሰርሕ ምህላው ገሊፆም ይብል ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ዘውፅኦ ፀብፂብ፡፡

]]>
mekellefm@yahoo.com (Super User) ዓዲ ዉሽጢ ዜናታት Tue, 20 Feb 2018 12:09:58 +0000