ዜናታት ወፃኢ http://www.fmmekelle.com/index.php/2015-06-21-12-23-23 Thu, 23 Nov 2017 13:26:17 +0000 Joomla! - Open Source Content Management en-gb ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልልዊ መንግስቲ ትግራይ አይተ አባይ ወልዱ ኣቀዲማ ምሕላፋ ዘረጋገፀት ጋንታ ወልዋሎ ዓድግራት ይንቨርስትን ጋንታ መቐለን ናብ ፕሪመርሊግ ምሕላፈን እንኳዕ አሐጎሰና ኢሎም ፡፡ http://www.fmmekelle.com/index.php/2015-06-21-12-23-23/312-2017-01-23-12-00-26-114181 http://www.fmmekelle.com/index.php/2015-06-21-12-23-23/312-2017-01-23-12-00-26-114181

 ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልልዊ መንግስቲ ትግራይ አይተ አባይ ወልዱ ኣቀዲማ ምሕላፋ ዘረጋገፀት ጋንታ ወልዋሎ ዓድግራት ይንቨርስትን ጋንታ መቐለን ናብ ፕሪመርሊግ ምሕላፈን እንኳዕ አሐጎሰና ኢሎም ፡፡ መንግስቲ ክልል ትግራይ እተን ጋንታታት ኣብ ቀፃሊ ጉዕዘአን ኣድላይ ሓገዝ ከምዝግበረለን ገሊፆም ፡፡

]]>
mekellefm@yahoo.com (Super User) ትኩስ ዜናታት ወፃኢ Wed, 19 Jul 2017 12:15:07 +0000