ኤፍ ኤም መቐለ

104.4 Radio FM mekelle

አርዕስተ ዜና

ተጎዓዝቲ ሓጅ እዚ ዓመት ጥንታዊ መስጊድ ነጋሽ ዑደት ጌሮም ብቐጥታ ናብ መካ ዝጎዓዝሉ ኩነታት ተመቻችዩ፡፡

ተጎዓዝቲ ሓጅ እዚ ዓመት ጥንታዊ መስጊድ ነጋሽ ዑደት ጌሮም ብቐጥታ ናብ መካ ዝጎዓዝሉ ኩነታት ተመቻችዩ፡፡ መስጊድ ኣል-ነጃሺ ንበፃሕቲ ውሽጢ ዓዲ ንምልላይ ዕድል ዝፈጥር ኮይኑ ኣብ ቀፃሊ ድማ ንተጎዓዝቲ ዑልማ ሓዊሱ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ኣቀዲሞም ክጉብንይዎ ክግበር እዩ ኢሉ ቤት ምክሪ ጉዳያት እስልምና ክልል ትግራይ፡፡ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልልና ብወገኑ ምስ ዝተፈላለዩ ኣካላት ብምትሕብባር ዝጀመሮ እቲ ዑደት ንምልላይ እቲ መስጊድን ካልኦት መስሕባት ቱሪዝም ክልናን ዓብዪ እጃም ኣለዎ ኢሉ ዓለም ለካዊ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ ድማ ቀጥታዊ ዓለም ለካዊ በረራ ንምትእንጋድ ወትሩ ድልዊ ምካኑ ሓቢሩ ፡፡

 

ሙሉእ ትሕዝቶ ድምፂ ይስምዑ

22102009