ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልልዊ መንግስቲ ትግራይ አይተ አባይ ወልዱ ኣቀዲማ ምሕላፋ ዘረጋገፀት ጋንታ ወልዋሎ ዓድግራት ይንቨርስትን ጋንታ መቐለን ናብ ፕሪመርሊግ ምሕላፈን እንኳዕ አሐጎሰና ኢሎም ፡፡

 ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልልዊ መንግስቲ ትግራይ አይተ አባይ ወልዱ ኣቀዲማ ምሕላፋ ዘረጋገፀት ጋንታ ወልዋሎ ዓድግራት ይንቨርስትን ጋንታ መቐለን ናብ ፕሪመርሊግ ምሕላፈን እንኳዕ አሐጎሰና ኢሎም ፡፡ መንግስቲ ክልል ትግራይ እተን ጋንታታት ኣብ ቀፃሊ ጉዕዘአን ኣድላይ ሓገዝ ከምዝግበረለን ገሊፆም ፡፡