ኤፍ ኤም መቐለ

104.4 Radio FM mekelle

ኮንፈረስ ላዕለዋይ ካድረ ህወሓት ሎሚ 3 ጥሪ 2010 ዓ/ም ኣብ ከተማ መቐለ ተጀሚሩ ።

ካብ ዝተፈላለያ ወረዳታትን ከተማታትን ትግራይ ሓዊሱ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ወፃኢ ዓድታትን ዝርከቡ ላዕለዎት ካድረ እቲ ውድብ መቐለ ኣትዮም ኣለዉ። ካብ ኣሓት ውድባት ህወሓት ዝተወከሉ ብርክት ዝበሉ ኣባላት እውን ኣብቲ ኮንፈረስ ክሳተፉ እዮም።