ኤፍ ኤም መቐለ

104.4 Radio FM mekelle

አርዕስተ ዜና

ኢትዮጵያ ካብ እቶት ቱሪዝም ልዕሊ 1.5 ቢልዮን ዶላር እቶት ተረኺቡ፡፡

ቃላይ ጣና ኣብ መዝገብ ሓድግታት ዓለም ውድብ ሕቡራት መንግስታት ክኣቱ ምኽኣሉ ዋሕዚ በፃሕቲ ዓዲ ክዓቢ ዝገብር እዩ ኣሎም ሚኒስትር ባህልን ቱሪዝምን፡፡
ሚኒስትር ዴኤታ ቱሪዝም ኣይተ ሙሉጌታ ስዒድ ከምዝበሉዎ ቃላይ ጣና ኣብ ሓድጊ ዩኔስኮ ምምዝጋቡ ኣብቲ ቃላይ ዝበፅሑ ሓድግታት ንምክልኻል’ውን ዝግበር ፃዕሪ’ውን ሓገዝ ክረክብ ዝገብር’ዩ፡፡ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ 600ሽሕ ዝኾኑ በፃሕቲ ዓዲ ንመሰሕባት ቱሪዝም ኢትዮጵያ ዝተዓዘቡ እንትኾኑ ልዕሊ 1.5 ቢልዮን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ድማ ረኺባ’ያ፡፡