ኤፍ ኤም መቐለ

104.4 Radio FM mekelle

አርዕስተ ዜና
Display # 
Title
ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኢፌዴሪ ዶክተር ወርቅነህ ገበዮሁ ንተሰናባቲት ኣዶ ወንበር ሕብረት ኣፍሪካ ዶክተር ንኮሳዛና ድላና ዙማ ሰንየሞን፡፡
ቀዳማይ ሚኒስተር ሃይለማርያም ደሳለኝ ቅድሚ ትማሊ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቆሸ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ብዘጋመ ሓደጋ ምፍራስ እኩብ ጉሓፍ ንዘስዓቦ ጉድኣት ዝተሰምዖም ዓሚቕ ሓዘን ከምዝተሰምዖም ገሊፆም፡፡
ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዝሓለፉ 6ኣዋርሕ እዚ በጀት ዓመት 15 ነጥቢ 64 ቢሊዮን ብር ኣታዊ ምርካቡ ኣፍሊጡ፡፡
ኣብ ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ማርች 8 ብዝለዓለ ድምቐት ተኸቢሩ፡፡
ብምኽንያት 8 ዓመት ምጅማር ፈነወ 104,4 fm መቐለ ሰራሕተኛታት ኣብ ቀፅሪ እንዳ እየሱስ ዝርከቡ ተኽልታት ማይ እንተስትዩ፡፡
ፋብሪካ ሽኾር ወልቃይት ህንፀቱ ይቃለጠፍ ኣሎ ኢሎም ኣካያዲ ስራሕ እቲ ፋብሪካ ኣይተ ኣመናይ መስፍን፡፡
መበል 42 ዓመት ልደት ህወሓት 11 ለካቲት ኣብ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ተኸቢሩ፡፡1
ምውዳቕ ዕጫ ቀዳማይ ዙር ሚዘር ዓርሰ ምትሕግጋዝ ህንፀት ኣባይቲ ሕብረት ስራሕ ማሕበር መቐለ ተሳሊጡ
ኣብ ኣርባሕቲ እንስሳ ዝተፈጠረ ድርቂ ንምምካት ብ47 ሚሊዮን ዶላር ወፃኢ ፈላሚ ዙር ሓገዝ ይግበር ኣሎ ኢሉ ኮምሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሃገራዊ ስግኣት ሓደጋ፡፡
ነፃ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ወረዳ ሓውዜን 40 ሽሕ ነበርቲ እታ ወረዳ ከም ዝሳተፉ ቤት ፅሕፈት ሕርሻን ልምዓት ገጠርን እታ ወረዳ ኣፍሊጡ፡፡