ማሕበራዊ http://fmmekelle.com/index.php/asia-page Sat, 20 Jan 2018 15:06:34 +0000 Joomla! - Open Source Content Management en-gb ኣብ እዋን በዓል ልደት ዘጋጥም ምቁርራፅ ሓይሊ መብራህቲ ቅልጡፍ መፍትሒ ዝህብ ሃገራዊ ግብረ ሓይሊ ከም ዝተጣየሸ ግልጋሎት ሓይሊ ኤለክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ http://fmmekelle.com/index.php/asia-page/412-2017-01-23-12-00-263 http://fmmekelle.com/index.php/asia-page/412-2017-01-23-12-00-263

 

ቅድሚ እቲ በዓል ፀገም ምቁርራፅ ኤለክትሪክ ከጋጥመሎም ይኽእል እዮ ኣብ ዝተብሃሉ ቦታታት ቴክኒካዊ ፅገናታት እናተኻየዱ ምዃኖም ተገሊፁ፡፡ ልዑል ሓይሊ ኤለክትሪክ ዝጥቀሙ ከበድትን ማእኸለዎትን ኢንድስትሪታት ካብ ድሮ ክሳብ በዓል ልደት ከከም ኩነታቱ ነክዮም ክጥቀሙ ምርድዳእ ከም ዝተገበረ ግልጋሎት ሓይሊ ኤለክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ እዚ ከምዚ እናሃለወ ሕብረተሰብ ንምድላው እቲ በዓል ካብ ቀትሪ ኣብ እዋን ለይቲ ዝበለፀ ሓይሊ ኤለክትሪክ ክረክብ ከም ዝኽእል ዝተሓበረ ኮይኑ፣ምስ እዚ ተኣሳሲሩ ዝኾነ ዓይነት ሓበሬታ ዝደሊ ብነፃ ስልኪ መስመር 905 ምድዋል ከም ዝከኣል ኣፍሊጡ ይብል ፀብፃብ ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ፡፡

]]>
mekellefm@yahoo.com (Super User) ማሕበራዊ Mon, 08 Jan 2018 18:18:03 +0000