ኤፍ ኤም መቐለ

104.4 Radio FM mekelle

ኮሚቴ ኣፈፃሚ ስራሕ ኢህወደግ ኣብ ቀረባ ብዝገበሮ ኣኼባ ምህደር ፖሊቲካ ንምስፋሕ ዝወስዶ ዘሎ ስጉምቲ ኣብ ርክብ ወፃኢ ዝለዓለ ረብሓ ከም ዘለዎ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡

ወሃቢ ቃል እቲ ሚኒስተር ኣይተ መለስ ኣለም ኣብ ሃገራዊን ከባቢያውን ዛዕባታት ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ ኢህወደግ ኣብ ጉዳያት ውሽጢ ዓዲ ዝወስዶ ዘሎ ስጉምቲ ኣብ ሃገርና ዘላቂ ሰላምን ምርግጋዕን ዝፈጥር እዩ ኢሎም፡፡ ኣብ ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢ ሃገርና ከምዝተቐመጠ ድሕነነት ሃገር ዝፍልፍል ካብ ውኝጣዊ ጥንካረ ምዃኑ ዘረጋግፅ እዩ ምባሎም FBC ፀብፂቡ

  • Written by Super User
  • Hits: 22