ፖለቲካዊ http://fmmekelle.com/index.php/europe-page Fri, 19 Jan 2018 22:39:50 +0000 Joomla! - Open Source Content Management en-gb ኮሚቴ ኣፈፃሚ ስራሕ ኢህወደግ ኣብ ቀረባ ብዝገበሮ ኣኼባ ምህደር ፖሊቲካ ንምስፋሕ ዝወስዶ ዘሎ ስጉምቲ ኣብ ርክብ ወፃኢ ዝለዓለ ረብሓ ከም ዘለዎ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡ http://fmmekelle.com/index.php/europe-page/414-20098612 http://fmmekelle.com/index.php/europe-page/414-20098612

ወሃቢ ቃል እቲ ሚኒስተር ኣይተ መለስ ኣለም ኣብ ሃገራዊን ከባቢያውን ዛዕባታት ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ ኢህወደግ ኣብ ጉዳያት ውሽጢ ዓዲ ዝወስዶ ዘሎ ስጉምቲ ኣብ ሃገርና ዘላቂ ሰላምን ምርግጋዕን ዝፈጥር እዩ ኢሎም፡፡ ኣብ ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢ ሃገርና ከምዝተቐመጠ ድሕነነት ሃገር ዝፍልፍል ካብ ውኝጣዊ ጥንካረ ምዃኑ ዘረጋግፅ እዩ ምባሎም FBC ፀብፂቡ

]]>
mekellefm@yahoo.com (Super User) ፖለቲካ Mon, 08 Jan 2018 18:50:11 +0000