104.4 Radio Fm mekelle http://fmmekelle.com/index.php/component/content/?view=featured Thu, 23 Nov 2017 12:04:20 +0000 Joomla! - Open Source Content Management en-gb ፅባሕ ዝህሉ ጸወታ ጋንታ ወልዋሎን ሲዳማቡናን 104.4 ሬድዮ ኤፍኤም መቐለ ካብ ሰዓት 8:30 ጀሚሩ ብቐጥታ ከሕልፎ እዩ፡፡ http://fmmekelle.com/index.php/2015-06-17-07-35-03/385-20098678 http://fmmekelle.com/index.php/2015-06-17-07-35-03/385-20098678

ፅባሕ ዝህሉ ጸወታ ጋንታ ወልዋሎን ሲዳማቡናን 104.4 ሬድዮ ኤፍኤም መቐለ ካብ ሰዓት 8:30 ጀሚሩ ብቐጥታ ከሕልፎ እዩ፡፡ጋንታ ከተማ መቐለ ምስ ቅዱስ ጊዮርጊስ ትገብሮ ፀወታ ንምሕላፍ ፃዕርታት እንዳተሳለጡ ይርከቡ፡፡ ካብ ቀፃሊ ሰሙን ንደሓር ዝህልው ፀወታታት ጋንታ ከተማ መቐለን ወልዋሎ ዩንቨርስቲ ዓዲግራትን ብቐጥታ ናብ ሰማዕቲ ክበፅሑ ዮም፡፡ መሪፅኩም ስለትሰምዑናን ርኢቶኹም ስለተካፍሉናን ኣዚና ነመስግን።

]]>
mekellefm@yahoo.com (Super User) Featured ስፖርት All Category Fri, 17 Nov 2017 14:18:58 +0000
ናይጀርያ ንክትባት ኣንቅፂ ዝውዕል ፈውሲ ኣዝዩ ብምኽባሩ ኣብታ ሃገር ንዘጋጠመ ለበዳ እቲ ሕማም ግብረ መልሲ ንምሃብ ተፀጊመ ኣለኹ ኢሉ፡፡ http://fmmekelle.com/index.php/87-all-category/2015-06-18-06-35-26/230-2017-04-06-13-17-47 http://fmmekelle.com/index.php/87-all-category/2015-06-18-06-35-26/230-2017-04-06-13-17-47

 

ሓላፊ ማእኸል ምክልካል ሕማማት እታ ሃገር ዶክተር ቻክዋ ልክዋንዛ ንሓደ ክታበት ዝውዕል መጠን 50 ዶላር ከም ዝኾነን ዘለዎም ድማ ን500 ሽሕ ዝኣክል ምዃኑ ተዛሪቦም፡፡ እቲ ለበዳ ብቕልጡፍ ይጋፋሕ ከምዘሎ ብምግላፅ ክሳብ ሕዚ 300 ሰባት ቀቲሉ ኣሎ ኢሉ፡፡ ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ናይጀርያ፣ ኒጀር፣ቻድ ፣ካሜሮን ቶጎን ብርኪኖፋሶን እቲ ሕማም ተራእዩ ምህላው ጥቆማ ናብ ሚኒስተራት ጥዕና ቀሪቡ ኣሎ ይብል ፀብፃብ ቢቢሲ፡፡

]]>
mekellefm@yahoo.com (Super User) Featured ዜናታት ወፃኢ All Category Thu, 06 Apr 2017 13:17:47 +0000