ኣብ ከተማ እንትጮ ንስድራ ስዋኣትን ሓርበኛታት ተመለስቲ ተጋደልትን ዘሳተፈ ብኣስታት 46.7 ሚልዮን ቅርሺ ንዝስርሑ ዘለው ዝተፈላለዩ መሰረተ ልምዓት ላዕለዎት ሰብ መዚ ጊዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ዑደት ኣሳሊጦም።
admin
May 22, 2024
ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦን ሱር ኮንስትራክሽንን ንጋንታት 70 እንደርታ መቐለ ፣ ወልዋሎ ዩኒቨርስቲ ዓዲግራትን ሱሑል ሽረን ንነፍስወከፈን 7 ሚልዮን ብር ብድምሩ 21 ሚልዮን ብር ኣበርኪተን።
admin
May 21, 2024
ቢዝነስ
ሃገረ ኣንጎላ ማሕበር ኣፍረይቲ ነዳዲ ሃገራት (OPEC) ዋጋ ዕዳጋ ነዳዲ ክንህር ንዘተኣታተዎ መስርሕ ምንካይ ፍርያት ነዳዲ ምጉዳል ብምኹናን ካብ ኣባልነት ‘ቲ ማሕበር ከምዝወፀት ኣፍሊጣ።
13 ኣባላትን 10 መሓዙትን ዝሓቖፈ ማሕበር ኣፈረይቲ ነዳዲ ሃገራት (OPEC) ዋጋ ነዳዲ ከይንኪ ንምግባር ኣፍረይቲ ነዳዲ ሃገራት ኣብ…
ስፖርት
ጋንታታት ኩዑሶ እግሪ 70 እንደርታ ፣ ወልዋሎ ዪንቨርስቲ ዓዲግራትን ስሑል ሽረን ኣብ ዘበነ ውድድር 2017 ዓ.ም. ናፍቲ ቅድሚ ቁሉዕ ወራር ዝነበረኦ ፕሪምየር ሊግ ተመሊሰን ክነሓነሓ ፌደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ወሲኑ።
ፌደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ሰለስቲአን ጋንታታት ክልል ትግራይ…
ሎሚ ሰንበት ኣብ ሃገረ ጀርመን ከተማ ሃምበርግ ኣብ ዝተሰላሰለ ቅድድም ጉያ ማራቶን ኣትሌት ጎይተቶም ገብረስላሰ 3ይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊታ።
ኣትሌት ጎይተቶም ገብረስላሰ ሎሚ ኣብ ሃገረ ጀርመን ሃምበርግ…
ሃገራዊት ጋንታ ናሚብያ ኣብ ታሪኽ ፅዋዕ ኣፍሪካ ንፈለማ እዋን ልዑል ግምት ንዝተውሃባ ሃገራዊት ጋንታ ቱንዝያ 1ን0 ብምርታዕ ተዓዊታ።
ሃገራዊት ጋንታ ናምቢያ ኣብ ታሪኽ ፅዋዕ ኣፍሪካ ክትሳተፍ…
ትማሊ ኣሃዱ ኢሉ ዝጀመረ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ ኣብ ምድብ ሓደ ንዝተደልደላ ሃገራውያን ጋንታታት ናይጀርያን ኢኳቶርያል ጊኒን ኣራኺቡ ፤ ኣብ ዘካየድኦ ግጥም ድማ ማዕረ 1ን1 ተፈላልየን።
እዚ ፀወታ እዚ ብቡዙሓት ኣፍቀርቲ ስፖርት ኩዕሶ እግሪ…