ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ትግራይ ንዝኣትዋ 500 ትራክተር ብቐጥታ ናብ ስራሕቲ ሕርሻ ንኽኣትዋ ዘኽእል መስርሕን ቅድመ ምድላውን ከምዝተወገነ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።
admin
March 27, 2024
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ካብ ማልት ጨንፈር ሰሜን ኣሜሪካን ኮምዩኒቲ ትግራይ ሳክራሚንቶን ዝተልኣኸ ልዕሊ 4 ሚልዮንን 189 ሽሕ ብር ሓገዝ ገንዘብ ንግብረ ሓይሊ ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ ኣረኪባ።
admin
March 27, 2024
“ብሰንኪ ዘጋጠመኒ ፀገም ‘ዲጅታል ሲስተም’ ኣብ ሒሳቦም ካብ ዘለዎም ገንዘብ ንላዕሊ ገንዘበይ ካብ ሞንጎ ዝወሰዱ 15,006 ሰባት እቶም 14,441 ሰባት ብሙሉኡን ብኽፋልን መሊሶምለይ ኣለው። ንቶም ዝተረፉ ድማ ናይ መወዳእታ ዕድል ሂበ’ለኹ።” – ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ።
admin
March 27, 2024
ቢዝነስ
ሃገረ ኣንጎላ ማሕበር ኣፍረይቲ ነዳዲ ሃገራት (OPEC) ዋጋ ዕዳጋ ነዳዲ ክንህር ንዘተኣታተዎ መስርሕ ምንካይ ፍርያት ነዳዲ ምጉዳል ብምኹናን ካብ ኣባልነት ‘ቲ ማሕበር ከምዝወፀት ኣፍሊጣ።
13 ኣባላትን 10 መሓዙትን ዝሓቖፈ ማሕበር ኣፈረይቲ ነዳዲ ሃገራት (OPEC) ዋጋ ነዳዲ ከይንኪ ንምግባር ኣፍረይቲ ነዳዲ ሃገራት ኣብ…
ስፖርት
ሃገራዊት ጋንታ ናሚብያ ኣብ ታሪኽ ፅዋዕ ኣፍሪካ ንፈለማ እዋን ልዑል ግምት ንዝተውሃባ ሃገራዊት ጋንታ ቱንዝያ 1ን0 ብምርታዕ ተዓዊታ።
ሃገራዊት ጋንታ ናምቢያ ኣብ ታሪኽ ፅዋዕ ኣፍሪካ ክትሳተፍ…
ትማሊ ኣሃዱ ኢሉ ዝጀመረ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ ኣብ ምድብ ሓደ ንዝተደልደላ ሃገራውያን ጋንታታት ናይጀርያን ኢኳቶርያል ጊኒን ኣራኺቡ ፤ ኣብ ዘካየድኦ ግጥም ድማ ማዕረ 1ን1 ተፈላልየን።
እዚ ፀወታ እዚ ብቡዙሓት ኣፍቀርቲ ስፖርት ኩዕሶ እግሪ…
ጋንታ ብሽክሌታ ትራንስ ድሕሪ 4 ዓመታት ንፈለማ እዋን ካብ ክልላ ወፃእ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ሎሚ ኣብ ዘሰላሰለቶ ግጥም ቅድድም ተዓዊታ።
ፌደረሽን ብሽክሌታ ድሬዳዋ ምስ ‘ ሃሪፍ የስፓርት ኣገልግሎት’…
እንግሊዛዊት ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ ኣብ ሃገረ ሱዑዲ ዓረብ ኣብ ዝተሰላሰለ ግጥም ኩዕሶ እግሪ ክለባት ዓለም ኣብ ታሪኻ ንፈለማ እዋን ዋንጫ ዓቲራ።
ማንቸስተር ሲቲ ኣብ ሃገረ ሱዑዲ ዓረብ ኣብ ዝተሰላሰለ…