ኮሙሽን ሓርበኛታት ትግራይ ሰነድ ኣብ ጉዳይ መሰልን ተጠቃምነትን ሓርበኛታት ትግራይ ኣመልኪቱ ምስ ማሕበረሰብ ንግዲ ኣብ ከተማ መቐለ መድረኽ ዘተ ኣሳሊጡ።
admin
April 30, 2024
ኣብ ትግራይ ንዘሎ ቁሉዕን ዘይሕጋውን ወራር ዕደና ደው ንምባልን ኣደብ ንምትሓዝን ምስ ዝመልከቶም ናይ መንግስቲ ኣካላትን ፌደራል መንግስትን ይስራሕ ኣሎ
admin
April 30, 2024
ጉዱስ ወናኒ ሃብቲክ ፕላስቲክ ፋብሪካ መቐለ ኣይተ ሃ/ማርያም ብርሃነ ምስ መላእ ቤተሰቦም ኣብ ትሑት መነባብሮ ንዝርከቡ ስድራ ስውኣትን ንህላወ ህዝቢ ትግራይ ኣካሎም ንዘበጀው ጉድኣት ኣካል ተጋደልትን ንመውዓሊ በዓል ትንሳኤ 400 ሽሕ ብር ብሓገዝ ኣበርኪቶም።
admin
April 30, 2024
ወተሃደራዊ መንግስቲ ቡርኪናፋሶ ማዕከናት ዜና ቢቢሲን ቪኦኤን ዝርከበኦም ልዕሊ 7 ዓለም ለኸ ማዕከናት ዜና ከምዝኣገደ ኣፍሊጡ።
admin
April 30, 2024
ቢዝነስ
ሃገረ ኣንጎላ ማሕበር ኣፍረይቲ ነዳዲ ሃገራት (OPEC) ዋጋ ዕዳጋ ነዳዲ ክንህር ንዘተኣታተዎ መስርሕ ምንካይ ፍርያት ነዳዲ ምጉዳል ብምኹናን ካብ ኣባልነት ‘ቲ ማሕበር ከምዝወፀት ኣፍሊጣ።
13 ኣባላትን 10 መሓዙትን ዝሓቖፈ ማሕበር ኣፈረይቲ ነዳዲ ሃገራት (OPEC) ዋጋ ነዳዲ ከይንኪ ንምግባር ኣፍረይቲ ነዳዲ ሃገራት ኣብ…
ስፖርት
ሎሚ ሰንበት ኣብ ሃገረ ጀርመን ከተማ ሃምበርግ ኣብ ዝተሰላሰለ ቅድድም ጉያ ማራቶን ኣትሌት ጎይተቶም ገብረስላሰ 3ይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊታ።
ኣትሌት ጎይተቶም ገብረስላሰ ሎሚ ኣብ ሃገረ ጀርመን ሃምበርግ…
ሃገራዊት ጋንታ ናሚብያ ኣብ ታሪኽ ፅዋዕ ኣፍሪካ ንፈለማ እዋን ልዑል ግምት ንዝተውሃባ ሃገራዊት ጋንታ ቱንዝያ 1ን0 ብምርታዕ ተዓዊታ።
ሃገራዊት ጋንታ ናምቢያ ኣብ ታሪኽ ፅዋዕ ኣፍሪካ ክትሳተፍ…
ትማሊ ኣሃዱ ኢሉ ዝጀመረ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ ኣብ ምድብ ሓደ ንዝተደልደላ ሃገራውያን ጋንታታት ናይጀርያን ኢኳቶርያል ጊኒን ኣራኺቡ ፤ ኣብ ዘካየድኦ ግጥም ድማ ማዕረ 1ን1 ተፈላልየን።
እዚ ፀወታ እዚ ብቡዙሓት ኣፍቀርቲ ስፖርት ኩዕሶ እግሪ…
ጋንታ ብሽክሌታ ትራንስ ድሕሪ 4 ዓመታት ንፈለማ እዋን ካብ ክልላ ወፃእ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ሎሚ ኣብ ዘሰላሰለቶ ግጥም ቅድድም ተዓዊታ።
ፌደረሽን ብሽክሌታ ድሬዳዋ ምስ ‘ ሃሪፍ የስፓርት ኣገልግሎት’…