“ኣብ ኣጠቓቕማ መሬት ዘሎ መስርሕ ጨረታ ፍትሓውነት ዝጎደሎን ንረብሓ ሰብ ሃፍቲ ጥራሕ ዘረጋገፀን’ዩ።” – ኣባላት ቤትምኽሪ ምምሕዳር ከተማ መቐለ።
admin
May 2, 2024
ኣብ ከተማ መቐለ ተመዛበልትን ጎደና ሓደርን ወገናት ዘካተተ ልዕሊ 9,942 እስትንፋስ ዝሳተፍሉ መደብ ምርግጋፅ ውሕስና ምግቢ ልዕሊ 576 ሚልዮን ብር ተመዲቡ እናተሳለጠ ከም ዝርከብ ተገሊፁ።
admin
May 2, 2024
ቢዝነስ
ሃገረ ኣንጎላ ማሕበር ኣፍረይቲ ነዳዲ ሃገራት (OPEC) ዋጋ ዕዳጋ ነዳዲ ክንህር ንዘተኣታተዎ መስርሕ ምንካይ ፍርያት ነዳዲ ምጉዳል ብምኹናን ካብ ኣባልነት ‘ቲ ማሕበር ከምዝወፀት ኣፍሊጣ።
13 ኣባላትን 10 መሓዙትን ዝሓቖፈ ማሕበር ኣፈረይቲ ነዳዲ ሃገራት (OPEC) ዋጋ ነዳዲ ከይንኪ ንምግባር ኣፍረይቲ ነዳዲ ሃገራት ኣብ…
ስፖርት
ጋንታታት ኩዑሶ እግሪ 70 እንደርታ ፣ ወልዋሎ ዪንቨርስቲ ዓዲግራትን ስሑል ሽረን ኣብ ዘበነ ውድድር 2017 ዓ.ም. ናፍቲ ቅድሚ ቁሉዕ ወራር ዝነበረኦ ፕሪምየር ሊግ ተመሊሰን ክነሓነሓ ፌደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ወሲኑ።
ፌደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ሰለስቲአን ጋንታታት ክልል ትግራይ…
ሎሚ ሰንበት ኣብ ሃገረ ጀርመን ከተማ ሃምበርግ ኣብ ዝተሰላሰለ ቅድድም ጉያ ማራቶን ኣትሌት ጎይተቶም ገብረስላሰ 3ይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊታ።
ኣትሌት ጎይተቶም ገብረስላሰ ሎሚ ኣብ ሃገረ ጀርመን ሃምበርግ…
ሃገራዊት ጋንታ ናሚብያ ኣብ ታሪኽ ፅዋዕ ኣፍሪካ ንፈለማ እዋን ልዑል ግምት ንዝተውሃባ ሃገራዊት ጋንታ ቱንዝያ 1ን0 ብምርታዕ ተዓዊታ።
ሃገራዊት ጋንታ ናምቢያ ኣብ ታሪኽ ፅዋዕ ኣፍሪካ ክትሳተፍ…
ትማሊ ኣሃዱ ኢሉ ዝጀመረ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ ኣብ ምድብ ሓደ ንዝተደልደላ ሃገራውያን ጋንታታት ናይጀርያን ኢኳቶርያል ጊኒን ኣራኺቡ ፤ ኣብ ዘካየድኦ ግጥም ድማ ማዕረ 1ን1 ተፈላልየን።
እዚ ፀወታ እዚ ብቡዙሓት ኣፍቀርቲ ስፖርት ኩዕሶ እግሪ…